Assennaradio - assennaradio.com - Assenna Radio

Latest News:

ምረት መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ብዘሰንብድ ኩነታት መሊሱ እናኸፍአ ይኸይድ ኣሎ። 25 Feb 2013 | 05:51 pm

ስርዓት ህግደፍ በቲ አብ 21 ጥሪ 2013 ብዘጋጠሞ ህዝባዊ ናይለውሃልሃልታ ሰንቢዱ፡ ከም ኣመሉ  ንሰራዊት ብብብብብናይ ሓሶት መብጽዓታት ንምትላል ነቲ ዝርካቡ ቁጠባዊ ትሕዝትኡ መእመኒ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳኡ ክጥቀመሉ ናብ ሰራዊት ስለዘዝበሎ ፡ እቲ ድሮ ብክብርን ምረትን መነባብሮ ክሳቐ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ መዓልታ...

PIA: battling for Justice or Autocracy? 25 Feb 2013 | 05:07 pm

Written By Adhanom Tewelde Feburary 25th, 2013   The gorgeous, charismatic and decisive, but arrogant and aggressive leader, lives in controversial history and political life. He puts the promising an...

President Afwerki AND Fear II Dedicated to our fearless hero Brigadier Colonel Sied Ali Hjay (Wedi Ali) 25 Feb 2013 | 04:27 pm

President Afwerki AND Fear II Dedicated to our fearless hero Brigadier Colonel Sied Ali Hjay (Wedi Ali) by Fetsum Abraham   What does a young refugee do after leaving home and reaching the lands of op...

ኣየ ህግደፍ ድሑር! 25 Feb 2013 | 02:37 am

ኣየ ህግደፍ ድሑር ክንደይከ ይቐልል በቲ ዝቖንቆነ ፖለቲካ *ዋጭል         *ንእሽቶ ህበይ ነዚ ዓቃል ህዝቢ ብተስፋ ከታልል ብሃብቲ መሬትና እኖሆ የሽካዕልል! ዘውዲ ናይ መላኺ ብናዕቢ ከይደፈር ድራማ ደሪስካ ህዝቢ ንኪጥበር ሓንሳብ ኣውቶቡሳት ንሓንሳብ ትራክተር ብዓይኒ ካሜራ ምስ ኣበለልና ተር፡ ማና ከም ዘምጽአ...

ተቐቢሩ ዝነብር ታሪኽ የለን – ጠዓሞት ካብ ኣሰና 24 Feb 2013 | 07:26 pm

ብ ወርሒ ሰነ 2009 ኣብ ዊዓ ተኣሲሮም ዝነበሩ ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ጠያይጢ እናተተኮሰሎም ጽኑዕ ሓለዋ ፈንጢሶም ከምዘምለጡ፡ ኣብቲ እዋን’ቲ ኣብ ኣሰና ከም ዜና ኣቕሪብናልኩም ኔርና። ኣብ ናይ ጽባሕ ሰኑይ ድምጺ ኣሰና መደብና፡ ንሓደ ካብ ወጠንትን መራሕትን ናይቲ ደማዊ ግን ከኣ ዕዉት ጅግንነታዊ ስርሒት- ሓር...

ሓወልቲ ሓርነት ታሪኽ ጅግንነትካ 24 Feb 2013 | 07:06 am

 ሓወልቲ ሓርነት ታሪኽ ጅግንነትካ ብ መስፍን   ባህልቢ ኣንበሳ ፎርቶ ሓርማዝ ናይ ጾሮና ንዓኻ ኣጥፊፍእናስ ደቂስና ሓዲርና ወጊሑ ክንትስእ እንታይ ኣቐሚጥና ዋይ ልቢ ምስጠፍአ ኣየ ድንቍርና ዓይኑ ከይትርኢ ሕሰም ናይ ኣሕዋቱ እዝኑ ከይትሰምዕ ብኽያት ኣዴታቱ ናብ ዲክታተር ኣቕኒዑ ብረቱ ሰመርመር ኢልዎ መብጽዓ ብጾቱ...

ጎይታ ፎርቶ፡ ወዲ ዓሊ፡ ታሪኹ ዘይበሊ። 24 Feb 2013 | 06:58 am

ኣብ ዝባን ደቂ ህዝቢ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ  ናይ ኢሳያስ ስርዓት፡ ብምንታይ’ዩ ካብ ናይ መንግስቱ ስርዓት ክፍለ ዚኽእል። እዚ ኣብ ኤርትራ  ዝግበር ዘሎ ቅዝፈት ኣብ ኣፍሪቃ’ውን መዳርግቲ የብሉን።ስለዚ እዞም ፍትሒ ዝሕላገትና፣ ዲሞክራሲ ዝኣርማና፡ ነዛ ኣብ ፎርቶ ዝተወለዐት ሽግ ከይትቅህም ፡ ነዚ ብእከይ ተግባራቱ ዚ...

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን 24 Feb 2013 | 06:53 am

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ                            10ይ ክፋል                23/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት እቲ ጎነጻዊ ቃልሲ ምስቲ ፖሊቲካውን ዲፕሎማስያውን ቃልሲ ተሳንዩ ዝኸደሉ መንገዲ ሓቢረ ነይረ። ኣብ ተመክሮ ናይቲ ንህግደፍ ዝወለደ...

President Afwerki AND Fear (I) 24 Feb 2013 | 06:49 am

President Afwerki  AND Fear (I) Dedicated to our fearless hero Brigader Colonel Sied Ali Hjay (Wedi Ali) Quote of the moment: A person who fails to be educated in a convenient environment for educatio...

Weynay Ghebresilasie: Running for freedom in Sunderland 9 Feb 2013 | 08:38 pm

It is not every day that an Olympic runner turns up to train at a provincial running club, but that is exactly what happened to Sunderland Harriers. Unfortunately, the circumstances behind Weynay Gheb...

Recently parsed news:

Recent searches: